Makkah Fashion 1

Makkah Fashion 1 Contact information, map and directions, contact form, opening hours, services, ratings, photos, videos and announcements from Makkah Fashion 1, Addis Ababa.

23/07/2026

ህወሓት ካብ 1969 ዓም አትሒዙ ሓንቲ ስትራተጂ እዩ ዝጥቀም። ኮነ ኢሉ ናብቲ "ፀላኢ" ዝብሎ ዝተሰሓሓተ ሓበሬታ ብቀጥታ ወይ ብተዘዋዋሪ ይሰድድ። እቲ "ፀላኢ" ከዓ በቲ ሓበሬታ ተታሊሉ አብ ልዕሊ ሰላማውያን ስጉምቲ ይወስድ። ሰብ ተጠቂዑ ወይ ፈሪሑ አብ ጎኒ ህወሓት ይስለፍ። በቃ እዚኣ እያ። ሐዚ ዝኾነ ነገር ብምስጢር ምሂዞም ፒፒ ንትግራዋይ ዘጥቀዐሉ መንገዲ ከመቻችው ይኽእሉ እዮም እናበልኩስ ብግልፂ "አብ አዲስ አበባ አርሚ አጣይሽና" ምባል ጀሚሮም። እቲ ሽርሒ አብ አዲስአበባ ዘሎ ትግራዋይ ክጥቃዕሞ ትግራወይ ፈሪሑ ንህዊ ክድግፍ ምእንታን እዩ! እዛ ሜላ ኩሉ ግዜ እዮም ዝጥቀሙላ! desta

16/07/2026

በከፍተኛ የሕወሓት ወታደራዊ አመራሮች ስለተደፈሩ የትግራይ ሴት ወታደሮች ከደቂቃዎች በኋላ ዝርዝር መረጃን ይዘን እንመጣለን!

ሰራዊት ህወሓት ናብ ሱዳን፣ TPF ( ሓይሊ ሰላም ትግራይ) is loading …..🇪🇹
09/06/2026

ሰራዊት ህወሓት ናብ ሱዳን፣
TPF ( ሓይሊ ሰላም ትግራይ) is loading …..

🇪🇹

"የፋኖ አደረጃጀትን ተጠቅመን፣ የአማራ ክልልን ተበቅለናል" - ደብረጽዮን ገ/ሚካኤል የጽንፈኛው ህወሓት አንጃ ቡድን መሪ የሆኑት ደብረጽዮን ገብረሚካኤል ሰሞኑን በነበራቸው ውይይት በትግርኛ ...
08/06/2026

"የፋኖ አደረጃጀትን ተጠቅመን፣ የአማራ ክልልን ተበቅለናል" - ደብረጽዮን ገ/ሚካኤል

የጽንፈኛው ህወሓት አንጃ ቡድን መሪ የሆኑት ደብረጽዮን ገብረሚካኤል ሰሞኑን በነበራቸው ውይይት በትግርኛ ቋንቋ የተናገሩት !

ክልሉን በኢኮኖሚ ለማዳከምና ደካማ ክልል ለማድረግ ፋኖን መጠቀም ትክክለኛ አማራጭ መሆኑን የተናገሩት ደብረጽዮን ገብረ ሚካኤል የፋኖን አደረጃጀት እንደፈለግን የምናዝዘው፣ ተልዕኮ የምንሰጠው እኛ ነን ሲሉም ተደምጠዋል።

ወዲ 15 ዓመት ዕሸል ሓውና ሮቤል ሃይለ በቶም አብ ውሽጢ ህዝቢ ዝሸፈቱ ገፈፍቲ ዕጡቃት ተቀቲሉ ሓዲሩ። ሽረ መዓልቲ መዓልቲ ብግፋን ብምርሻን ብስደት ደቃ ትስእን አላ 💔  ደም ንፅሃን መንአ...
08/06/2026

ወዲ 15 ዓመት ዕሸል ሓውና ሮቤል ሃይለ በቶም አብ ውሽጢ ህዝቢ ዝሸፈቱ ገፈፍቲ ዕጡቃት ተቀቲሉ ሓዲሩ።
ሽረ መዓልቲ መዓልቲ ብግፋን ብምርሻን ብስደት ደቃ ትስእን አላ 💔 ደም ንፅሃን መንአሰይ ደም ከልቢ ኮይኑ ኣይተርፍን ! ናግዜ ጉዳይ እምበር ክንፋረደኩም ኢና።
ንመላእ ቤተሰብ ፅንዓት ይሃብኩም 🙏

ሃገረ ትግራይ ንምምስራት ዶ ወይስ ሃገረ ሱደን ንምድሓን ? ካድረታት ህወሓትን መራሕቲ ህወሓትን ተጋሩ ደቂ ቢሄር ብምሻጥ እዮም ሃገረ ትግራይ ክምስርቱ ይመሰለኒ  ንቡር ዘይፈልጡ ባህላውያን ...
08/06/2026

ሃገረ ትግራይ ንምምስራት ዶ ወይስ ሃገረ ሱደን ንምድሓን ? ካድረታት ህወሓትን መራሕቲ ህወሓትን ተጋሩ ደቂ ቢሄር ብምሻጥ እዮም ሃገረ ትግራይ ክምስርቱ ይመሰለኒ ንቡር ዘይፈልጡ ባህላውያን ጀነራላት ትግራይ ብዕሊ ዶላር ንምእራይ ንፁሃት ዕሸላት ተጋሩ ዘመናዊ ንግዲ ባርያ ተታሓሒዞምዎ ይርከቡ ። እዚ ከምዚ ዝበለ ውርደት ተሰሚዑ ኣይልጥን መንእሰይትግራይ ብስደት ኣብ ባሕሪ ይመውት ፣ ኣብኪናት እንዳማቱ ይመውት ብጥምየት ይመውት፣ እዞም ሰባት እዚኦም መንእሰይ ምስተወደአ ግን ንመን እዮም ከማሓድሩ ? መንእሰይ ዘይብላ ዓዲ ድዮም ከመሓድሩ ? ኣዶ ትግራይ ፅንዓት ይሃብኪ !!

ዝኸሰረ ትውልዲ
08/06/2026

ዝኸሰረ ትውልዲ

06/06/2026

ሎሚ ካብ ዶብ ኤርትራ 6 ኪሎ ሜተር ጥራሕ ርሒቃ ኣብ እትርከብ ቀሸት #ገምሃሎ (ከባቢ ሸራሮ)፡ ካብ ኤርትራን ሱዳንን ዝመፀ ናይ ተተኮስቲ ሎጂስትክስ ብሕቡእ ምንቅስቃስ ምስ ተጀመረ ብድሮናት ናብ ሓሙኹሽቲ ተቀይሩ ኣሎ!!

​እቲ ፍጻመ ስዒቡ ኣብቲ ኸባቢ ንነዊሕ ግዘ ሓያል ድምጺ ነታጒ ይስማዕ ከምዝነበረን ዓቢ ናይ ሓዊ ቓፀሎን ሃልሃልታን ካብ ርሑቅ ይርአ ከምዝነበረ ተሓቢሩ።

Address

Addis Ababa

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Makkah Fashion 1 posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Shortcuts

Share