Yonas habesha

Yonas habesha Contact information, map and directions, contact form, opening hours, services, ratings, photos, videos and announcements from Yonas habesha, Women's clothes shop, Adds abeba shero meda, Addis Ababa.

ሰላም ጥዕና ይሃበለይ ኩቡራት ዓማዊል ዮናስ  ሀበሻ  ዝተፈላለዩ  ዓይነት  እና  ድዛይን ሒዝናልኩምቀሪብና ኣለና ንዝበለፀ መረጃ  251-904827311 ደዊሎምከዘራርቡና ይኽአሉ እዬም ኣብዘ...
09/02/2025

ሰላም ጥዕና ይሃበለይ ኩቡራት ዓማዊል ዮናስ ሀበሻ
ዝተፈላለዩ ዓይነት እና ድዛይን ሒዝናልኩም
ቀሪብና ኣለና ንዝበለፀ መረጃ 251-904827311 ደዊሎም
ከዘራርቡና ይኽአሉ እዬም ኣብዘለዉዎ ኮይኖም ክእዙዙና
ይኽአሉ አዬም ሰራሕና ብፅፈት እና ብተኣማንነት ናብ
ዘለዉዎ ቦታ ብዝተፈላለዩ መንገዲ ብዝመረፅዎ መንገዲ
ክንልእኸሎም ምኻና ክንገልፅ ንፈቱ

እዚ   #ዮናስ  #ጥበብ አዩ  For any ዓለባ ዓዲ Contact Me ☎️+251904827311 (what's app)  worldwide shipping  ✈️ 🇪🇺🇺🇸🇸🇦🇦🇺🇨🇦🇦🇪🇿🇦 ንልእኽ ኢ...
17/09/2023

እዚ #ዮናስ #ጥበብ አዩ
For any ዓለባ ዓዲ Contact Me ☎️+251904827311 (what's app) worldwide shipping ✈️ 🇪🇺🇺🇸🇸🇦🇦🇺🇨🇦🇦🇪🇿🇦 ንልእኽ ኢና።
እዚ #ዮናስ #ጥበብ እዩ። ባህልን ጥበብን ዓድና ዘንፀባርቑ ባህላዊ ክዳውንቲ ኣብ ምስራሕ ተዋፊርና ንርኸብ።
☎️+251904827311ይደውሉ።

ካብ ባህላውን ሃይማኖታውን በዓላት ክሳብ መርዓ ፣ ልደትን ክርሰትናን ዝኣመሰሉ ውራያት ዝኽደኑ ክዳውንቲ ነዳልዉ። ብዝተደለየ ዓይነት ፣ መጠንን ቅርፅን ክተስርሑ እንተኣዚዝኩምና ከም ዝደለኹሞ ገይርና ክነዳልዉ ቅሩባት ምኻንና ንገልፅ።

ናይ ኣኽሱም ጥልፊ ፣ ዙርያ ፣ ሽፎን ፣ ሱፍ ፣ ጋቢ ፣ ኩታን ነፀላን ነዳልው።
👉 ኣድራሻ
ኣዲሰ ኣበባ ሽሮ ሜዳ ውብ ህንፃ ንርከብ።
👉 ኣብ ካልኦት ሃገራት ኮይኑ ንዝእዝዙና ድማ

ብምጥቃም ናብ ዘለኹምዎ ቦታ ምልኣኽ ንክእል።

👉 በዚ ዝስዕብ ቁፅሪ ስልኪ ይደውሉ
☎️+251904827311
መደበኛ ካብ ምድዋል ብተወሳኺ
ኣብ ...ኣብ ...ኣብ ።

ሓርነትን ናፅነትን ናትካ ካብ ምፍታውን ዓርስኻ ካብ ምዃንን ይጅምር። ናትና ንጠቐም - ንናትና ንጥቀም - ናትና ነላሊ - ናትና ነዕቢ!

ዮናስ   ሓበሻ   ቀሚስ #ታላቅ እውነተኛ ቅናሽ የፋሲካን በዓል ምክንያት በማድረግ በየትኛውም ዓለም ሁነው ይዘዙን ካሉበት እንልካለን* ✅_  ውጪ ሀገር ሁነው  ቤትሰብዎን  በስጦታ ማስደሰት...
27/03/2023

ዮናስ ሓበሻ ቀሚስ
#ታላቅ እውነተኛ ቅናሽ የፋሲካን በዓል ምክንያት በማድረግ በየትኛውም ዓለም ሁነው ይዘዙን ካሉበት እንልካለን* ✅_ ውጪ ሀገር ሁነው ቤትሰብዎን በስጦታ ማስደሰት ይፈልጋሉ እንግዲያውስ እኛን ይዘዙ
✅በቴሌግራም በዋትሳፕ በኢሞ ያገኙናል።
ለሰርግ ለልደት ለክርስትና ለተለያየ ፕሮግራም እኛን ይዘዙ በጥራት ሰርተን እናስረክባለን።
አድራሻ ቁጥር 1አዲስአበባ ሽሮ ሜዳ ኢትዮጵያ ውብ ህንፃ

📱 ለበለጠ መረጃ : +251904827311ይደውሉ
ዮናስ የሀበሻ አልባሳትና ሺፎን መሸጫ

23/02/2023
ሰላም ጥዕና ይሃበለይ ክቡራት ዓማዊልና  yonas habeshan clothing ዝተፈላለዮ ዙርያታትን ሽፎናትን ብፅፈትን ብፍጥነትን ብዝደለኩሞ ዓይነት ዲዛይን ናብ ዝደለኩሞ ሃገር 🇪🇹🇪🇹🇪🇷🇪...
05/02/2023

ሰላም ጥዕና ይሃበለይ ክቡራት ዓማዊልና yonas habeshan clothing ዝተፈላለዮ ዙርያታትን ሽፎናትን ብፅፈትን ብፍጥነትን ብዝደለኩሞ ዓይነት ዲዛይን ናብ ዝደለኩሞ ሃገር 🇪🇹🇪🇹🇪🇷🇪🇷🇰🇳🇿🇦🇾🇹🇧🇩🇧🇧🇰🇷🇸🇸🇵🇼🇰🇼🇲🇩🇲🇸🏳️‍🌈🇹🇨🇸🇲🇻🇲🇭🇲🇷🇲🇷🇨🇮🇸🇳ሰሪሕና ብ 📩 📨 📩📩ንልእክ ከምኡ ውን ብበዝሒ ንትመፁ ናይ ዋጋ ቅናሽ ከምንገብር ክንገልፀልኩም ንፈቱ ንበዓላት
ንመርዓ ..ንክርስትና ..ንጥምቀት
ንምርቃትን ንዝተፈላለዮ ፕሮግራማትን ሰሪሕና ነረክብ ንዝበለፀ ሓበሬታ +251972809694ይደዉሉ ☎️ ,viber,telegram,WhatsApp,instagram ክትረክቡና ትክእሉ ደዉሉ ዘሕጉስ መስተንጉዶ ክትረክቡ ኢኩም
ኣድራሻ ሽሮ ሜዳ❤| habesha

ዮናስ ባህላዊ ክዳውንቲ መሸጥን መከፋፈልንውሕሉል ሙያና ብምስክር ዓማዊልናብዝደለይዎ አብ ዘለውዎ ነብፅሕ ኢናይምፅኡ ዘለናዮ ስራሕ ይርአዩልናባህታ ኽንፈጥሮሎም ንኽእል ኢናክእለትና አብ ማእገር...
30/01/2023

ዮናስ ባህላዊ ክዳውንቲ መሸጥን መከፋፈልን
ውሕሉል ሙያና ብምስክር ዓማዊልና
ብዝደለይዎ አብ ዘለውዎ ነብፅሕ ኢና
ይምፅኡ ዘለናዮ ስራሕ ይርአዩልና
ባህታ ኽንፈጥሮሎም ንኽእል ኢና
ክእለትና አብ ማእገር ዓማዊልና
ደበኽ በሉታ ብዝፈተኹም ዓለባ ዓዲ
ብዓይነቱ ፍሉይ ስፌት ክዳን ቅዲ
ንህፃናት መናእሰይ ዓበይቲ ዓዲ
ደገፍ ይበሉና ንዘለና ልምዲ
ንአድራሻና ሙያና ኽሕብረኩም እዩ ምፁታ
ዓለባ ዓዲ ቅዲ ክዳውንቲ ተኸደኑታ
አብ ዓመት በዓል መርዓ ክርስትና ተኸዱኑታ
#በውጭ ዓዲ ዝነብሩ ደንበኛና በ &POSTA ስሪሕና ንልእክ እና
ንዝያዳ ሓብሬታ ስ.ቁ_+251904827311

yonas traditional wear design order us at your location we make and deliver in any size and design you want
~for wedding
~for birthday
~for christian
We also make order for different event.
customers living abroad we will send you by &POSTA
more information
Tele_+251904827311
Address - shiro meda

Address

Adds Abeba Shero Meda
Addis Ababa

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Yonas habesha posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Share