Tigray next day

Tigray next day never give up!!!

ሞላጫ ዋላ አብዛ ካሊኢት እዚአ  ሰማእታት አብ ህሊናኻ የለውን
18/02/2026

ሞላጫ
ዋላ አብዛ ካሊኢት እዚአ ሰማእታት አብ ህሊናኻ የለውን

💕
04/01/2026

💕

16/12/2025

❤️

28/08/2025

"ብታምኑም ባታምኑም ዛሬ የቆምነው በድንግል ማርያም አማላጅነት ነው።
አማላጅነቷ አይለየን!!

የአዲስአበባ ፖሊስ thankyou❤የትግራይ ፖሊስ f**kyou😭
13/08/2025

የአዲስአበባ ፖሊስ thankyou❤
የትግራይ ፖሊስ f**kyou😭

ወይኣነ‼️‼️‼️ወያነ ‼️"ወያኔ" ‼️"ወይእኔ"‼️"ወይኔ"‼️189 ኩንታል ወርቅ ከትግራይ ለኢትዮጵያ 😡ትግራይ በወርቅ ብቻ 264.6 ቢሊየን ብር እየሰጠች 18.9 ቢሊየን ለአመት የሚበጅላት...
13/08/2025

ወይኣነ‼️‼️‼️
ወያነ ‼️
"ወያኔ" ‼️
"ወይእኔ"‼️
"ወይኔ"‼️
189 ኩንታል ወርቅ ከትግራይ ለኢትዮጵያ 😡

ትግራይ በወርቅ ብቻ 264.6 ቢሊየን ብር እየሰጠች
18.9 ቢሊየን ለአመት የሚበጅላት
ሰው ያጣች ሃገር ‼️

የእሳት ልጅ አመድ😡
is real‼️

11/08/2025

እህምም🤔
ናይ ሽረ ነገር እንተንነግረኩም ሕርሚ ምሓደርኩም😂

09/08/2025

እተን ዘይተፈለጣ 440 ማሽነርታት ካብ ዕደና ናቑጣታት ወፂአን ኣብ ሓደ ማእኸል ተኣኪበን ዘለዋ ዘይቃፀላ🙄
መን በዓል ዋነአን ምዃኑ ምፈለጥና
እንተያ ጠፊእኩም'ስ

ተበቲኹ ዝጸንሐ ዝምድና ኣዲስ ኣበባን ሞቓዲሾን ምምሕያሽ የርኢ ኣሎ ድዩ?ምስ ሶማልያ ዝነበራ ዲፕሎማስያዊ ዝምድና ኣቋሪጻ ዝነበረት ኢትዮጵያ፡ ኣብ ሞቛዲሾ ሓድሽ ኣምባሳደር ሸይማ።ኣዲስ ኣበባ...
09/08/2025

ተበቲኹ ዝጸንሐ ዝምድና ኣዲስ ኣበባን ሞቓዲሾን ምምሕያሽ የርኢ ኣሎ ድዩ?

ምስ ሶማልያ ዝነበራ ዲፕሎማስያዊ ዝምድና ኣቋሪጻ ዝነበረት ኢትዮጵያ፡ ኣብ ሞቛዲሾ ሓድሽ ኣምባሳደር ሸይማ።
ኣዲስ ኣበባ ምስታ ሓውሲ-ናጻ ዝዀነት ሶማሊላንድ ዝገበረቶ ኣፍደገ ባሕሪ ክትረክብን ወተሃደራዊ መደበር ክትሃንጽን ዘኽእል ምርድዳእ ንሞቓድሾ ዘቘጥዐ ምንባሩ ይዝከር።

Address

Addis Ababa

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Tigray next day posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Share