21/12/2025
We are beshir habesha ethiopian traditional clothes shop.Please come and visit us.
Our addresses addis ababa at sheromeda.
Telephon +281930686575
+251933050383
በሽር ሀበሻ ባህላውን ዘመናዊን ክዳን መሸጢ
#ንጥምቀት
#ንመርዓ
#ንልደት
ንዝተፈላለዩ መደባት ናይ ደቂ ተባዕትዮ ናይ ደቂ ኣንስትዮ ከምኡውን ናይ ህፃናት ብዝመረፅክምዎ ቅዲ ስሉጥን ፅፉፍን ርትዓዊ ዋጋ ዘለዎ ኣገልግሎት ከምዘለና ንሕብር ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ትርከቡ ዓማዊልና ክትእዙዝና ብኽብሪ ንዕድም
ክትእዙዝና ምስ እትደልዩ +251930686575
ኣድራሻ ኣዲስ ኣበባ ሽሮ ሜዳ